{"name":"ዕላልና ፖድካስት","short_name":"ዕላልና ፖድካስት","theme_color":"#ffffff","start_url":"/","display":"standalone","background_color":"#fff","description":"
እንቛዕ ናብ ዕላልና ፖድካስት ብደሓን መጻእኩም፤ አብዚ ፖድካስት ኩሉ ነቕርቦ መደባት ብቛንቛ ትግርኛ እዩ፤ :

ብዛዕባ  አብ ስደት ከጋጥሙና ዝኽእሉ ብድሆታትን ብኸመይ ንገጥሞን ከአ ትምህርን ትምዕድን፤፤

አበይ ተወሊድና ብዘይገድስ፤ አስመራ፤ አዲስ አበባ፤ መቐለ፤ ካልእ ከተማታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፤ ወይ አብ ስደት አብ ካልእ አፍሪካን፤ ንኹሉ ተዛራባይ ትግርኛ ተማእክል ፖድካስት እያ፤፤

አብዚ  ፖድካስት ዝተፈላለየ አብ ህይወት ክጠቕሙናን ክምህሩና  ዝኽእሉ ዛዕባታት ሒዝና ክንቀርብ ኢና፤፤ ናብራ ስደት ንኽንምክቶ ዝተቕሙና ጥበባት፤ ባህሊ፤ አተዓባብያ ቆልዑ፤ እምነት፤ ወግዕታትን ክብርታትን ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባት፤ መንነት፤ ብፍቕሪ ምንባርን አፈታትሓ ግጭት  ካልእን ሒዝና ክንቐርብ ኢና፤፤

ኩሉ ነቕርቦ መዳባት ከአ ንምሕያልን ምህናጽን  አብ ስደት ንዘለና ዝዓለመ እዩ፤፤

ታሪኽ ዝተፈላለዩ ሰባት ብምምጻእ፤ ክሃንጹናን ዉሽጥና ክፍዉስና  ዝኽእሉ መሰጥቲ ዕላላትን ምኽርታትን ዉን ከነቕርብ ኢና፤፤

ቡንኩም ወይ ሻሂኩም ሒዝኩም ምሳና ብሓባር ከተምስዩ ከአ ንዕድመኩም፤፤
","icons":[{"src":"https://deow9bq0xqvbj.cloudfront.net/image-logo/21899112/4_300x300.png","sizes":"300x300","type":"image/png"}]}